Hei Norge
ትግርኛ

ካብ ምዕራፍ ከባቢ ኣየርን ቃልሲ ኣየር ባይታን

ምምሕዳር ከተማ ጉሓፍካ ንምእካብ ብዝተለምደ ብኸመይ ትኸፍል?

  1. Aብዲፖዚት
  2. Bብፍሉይ ናይ ጉሓፍ ግብሪ ንመንግስቲ
  3. Cብናይ ጉሓፍ ክፍሊት

መልሲ

መልሲ: C. ብናይ ጉሓፍ ክፍሊት

መግለጺ: ምምሕዳር ከተማ ምእካብ የዳልዎ፣ ብናይ ጉሓፍ ክፍሊት (renovasjonsgebyr) ድማ የኽፍል።

ምንጪ: miljodirektoratet.no

ብመወዳእታ ዝተሓደሰ: