Hei Norge
ትግርኛ

ካብ ምዕራፍ ውልቃዊ ፋይናንስን ገዛን

ማሕበራዊ ደገፍ ምጥላል (trygdesvindel) እንታይ እዩ?

  1. Aኣብ nav.no ቃል መእተዊ ምርስዓን።
  2. Bገንዘብ ንምርካብ ንNAV (ናይ ኖርወይ ትካል ስራሕን ማሕበራዊ ሓለዋን) ሓሶት ሓበሬታ ምሃብ።
  3. Cግብሪ ደሪሑ ምኽፋል።

መልሲ

መልሲ: B. ገንዘብ ንምርካብ ንNAV (ናይ ኖርወይ ትካል ስራሕን ማሕበራዊ ሓለዋን) ሓሶት ሓበሬታ ምሃብ።

መግለጺ: ማሕበራዊ ደገፍ ምጥላል ገበን እዩ። ንኣብነት ናይ ስራሕ ኣልቦነት ደገፍ እንዳተቐበልካ ብሕቡእ ምስራሕ ጥልመት እዩ።

ምንጪ: nav.no/no/nav-og-samfunn/kontakt-nav/anmeld-trygdesvindel

ብመወዳእታ ዝተሓደሰ: