Hei Norge
ትግርኛ

ካብ ምዕራፍ ዓመጽ፡ ማሕበራዊ ቁጽጽርን መሰላትን

ኣብ እዋን መኪና ምዝዋር ሞባይል ብኢድካ ክትሕዝ ትኽእል ዶ?

  1. Aእወ፣ ኣብ ቀይሕ ብርሃን ጥራይ።
  2. Bኣይፋል፣ ተኸልኪሉ እዩ ክትቕጻዕ ከኣ ትኽእል።
  3. Cእወ፣ ብቀስታ እንተ ዘዊርካ።

መልሲ

መልሲ: B. ኣይፋል፣ ተኸልኪሉ እዩ ክትቕጻዕ ከኣ ትኽእል።

መግለጺ: ኣብ እዋን ምዝዋር ሞባይል ብኢድ ምሓዝ ተኸልኪሉ እዩ። ክትቕጻዕ ትኽእል።

ምንጪ: vegvesen.no/trafikkinformasjon/reiseinformasjon/regler-og-fakta

ብመወዳእታ ዝተሓደሰ: